ንህላወ እግዚኣብሔር ዝገለጽ መርትዖዶ ኣሎ? ምንባርካ ኣንፈት ወይከኣ ትርጉም ፈጺምካ ዘይትረኽበሉ ኮይኑዶ ይስመዓካ? ብዙሓት ኣፍደገታት ፈቲንካ እንተኮነ ምስ ከፈትካዮም ጥርሖምን ትርጉም ዘይብሎምን ኮይኖምዶ ጸኒሖምኻ? እቲ ሓቂ እንታይ እዩ? ሕድገት-ሓጢኣት እንታይ እዩ ንምታይከ የድልየኒ? ተማሒርካዶ? ከመይ ገይረ እየ ካብ ኣምላኽ ሕድገት-ሓጢኣት ዝቕበል? ኢየሱስ ክርስቶስ መን እዩ? ግናኸ ሕቶ ብዛዕባ ሓቀኛ መንነት ኢየሱስ ንምንታይ ክንድዚ ኣገዳሲ ኮይኑ? ኢየሱስ ኣምላኽዶ እዩ?
ሕቶ፡